-

Soul Winners Congress with Pastor Chris Oyakhilome
Soul winning is God’s Number 1 business. Mathew 28:11 WHAT YOU MUST DO AS A SOUL WINNER: 1)Plan 2)Prayer 3)Strategies. 1 Corinthians 9:16 It’s my responsibility to tell people about Jesus. To be an effective soul winner; Continuous motivation is important 1)Praying for souls continually 2)Feed yourself on materials on soul winning 3) Engage in soul…
-

Your Understanding of the Gospel
(Pastor CHRIS OYAKHILOME) For I am not ashamed of the gospel of Christ: for it is the power of God unto salvation to every one that believeth… (Romans 1:16). Your main purpose on earth is to establish the Kingdom of God. We just read that the Gospel is the power of God unto salvation to…
-

መልእኽቲ ምድሓን – እታ ምችእቲ ጊዜ
ሃዋርያ ጳውሎስ ተኣሲሩሉ ኣብ ዝነበረ ጊዜ ሓደ ፌሊክስ ዝበሃል በዓል ስልጣን ንጳውሎስ ጸዊዑ ብዛዕባ እምነት ብየሱስ ክርስቶስ ሓቲትዎ። ጳውሎስ ብናይ ጽድቅን ንጽህናን ብናይቲ ዝመጽእ ፍርድን ምስ ነገሮ ግን ሰምቢዱ። ኣብ ክንዲ ተነሲሑ ብጎይታ ዝኣምን ከኣ “ሕጅስ መገድኻ ኺድ፡ ብዝምችወኒ ጊዜ ኽትመጸኒ ኽልእከልካ እየ፡” ኢሉ ሰዲድዎ (ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 24 ጥቕሲ 26)። ፌሊክስ ድሕሪ ዝተወሰነ ጊዜ ፌስጦስ ብዝበሃል በዓል ስልጣን ስለ ዝተተክአ እታ ትምችኦ ጊዜ ምርካቡን…
-

መልእኽቲ ምድሓን – ጽድቂ ውህበት ኣምላኽ እዩ
ንእምነት ክርስትና ካብ ካልኦት ኣብ ዓለም ዘለዉ እምነታት ወይ ሃይማኖታት ፍሉይ ዝገብሮ ጽድቂ ውህበት ኣምላኽ ከም ዝኾነ ኣነጺሩ ምምሃሩ እዩ። ኩሎም ኣብ ዓለም ዘለዉ እምነታት ንጽድቂ ከም ዓስቢ ናይ ገለ ተግባራት ጌሮም ስለ ዝምህሩሉ ጉዕዞኦም ብብዙሕ ግበርን ኣይትግበርን ዝተመልአ እዩ፡ ቅድሚ ሞትካ ከኣ ጻድቕ ምዃንካ ክትሓስብ ኣይከኣልን እዩ። ክርስትና ግን ነቲ በቲ ንሓጥኣን ዘጽድቕ ኣምላኽ ዝኣምን…
-
Devotional June 2, 2018
We talk of the second coming, half the world has never heard of the first! Oswald J. Smith
