• መልእኽቲ ምድሓን – እታ ምችእቲ ጊዜ

    ሃዋርያ ጳውሎስ ተኣሲሩሉ ኣብ ዝነበረ ጊዜ ሓደ  ፌሊክስ ዝበሃል በዓል ስልጣን ንጳውሎስ ጸዊዑ  ብዛዕባ እምነት ብየሱስ ክርስቶስ ሓቲትዎ።  ጳውሎስ ብናይ ጽድቅን ንጽህናን ብናይቲ ዝመጽእ  ፍርድን ምስ ነገሮ ግን ሰምቢዱ። ኣብ ክንዲ ተነሲሑ ብጎይታ ዝኣምን ከኣ “ሕጅስ መገድኻ  ኺድ፡ ብዝምችወኒ ጊዜ ኽትመጸኒ ኽልእከልካ እየ፡” ኢሉ ሰዲድዎ (ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 24 ጥቕሲ  26)። ፌሊክስ ድሕሪ ዝተወሰነ ጊዜ ፌስጦስ ብዝበሃል  በዓል ስልጣን ስለ ዝተተክአ እታ ትምችኦ ጊዜ  ምርካቡን…

  • መልእኽቲ ምድሓን – ጽድቂ ውህበት ኣምላኽ እዩ

    ንእምነት ክርስትና ካብ ካልኦት ኣብ ዓለም ዘለዉ እምነታት ወይ ሃይማኖታት ፍሉይ ዝገብሮ ጽድቂ ውህበት ኣምላኽ ከም ዝኾነ ኣነጺሩ ምምሃሩ እዩ። ኩሎም ኣብ ዓለም ዘለዉ እምነታት ንጽድቂ ከም ዓስቢ ናይ ገለ ተግባራት ጌሮም ስለ ዝምህሩሉ ጉዕዞኦም ብብዙሕ ግበርን ኣይትግበርን ዝተመልአ እዩ፡ ቅድሚ ሞትካ ከኣ ጻድቕ ምዃንካ ክትሓስብ ኣይከኣልን እዩ። ክርስትና ግን ነቲ በቲ ንሓጥኣን ዘጽድቕ ኣምላኽ ዝኣምን…